ናብ ኣተሓባባሪ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ መእተዊ ንብዙሕ እዋናት እናተዋህለሉ ዝመፅኡ ፀገማትናን፤ ውፅኢት ናይ እቲ ናይ ሕዚ ኲናት ዝዀኑ ዝተሓላለኹ ፀገማትን ተደማሚሮም ህፁፅ ፍታሕ ዝጠልቡ ኣዝዮም ገዘፍቲ ኵለመዳያዊ...
ካብኣቶም ሓደ ኣብ መቐለ ወዲ ሰፈረይን ዓርከይን ዝነበረ ወዲ ብየመና ጥሜት መልክዑ ተቐዪሩ ከለልዮ ስለ ዘኢኸአልኹ እሱ ባዕሉ ፀዊዑ እዩ ሰላም ኢሉኒ። ልኣቶም ምስ ርእኹ ክልተ...